NORWAY

International Organization for Migration

Migration for the benefit of all

ብዛዕባ ፕሮግራም ወለንታውን ደገፋውን ምምላስ (ቪ.ኤ.ኣር.ፒ) ክትፈልጦ ዘድልየካ ኩሉ



+47 23 10 53 20

ኣድራሻ በጻሒ፡
Skippergata 33 Second floor; Oslo
ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ፡ ሰዓት 10:00 - 15:00
ዓርቢ - ዕጹው እዩ

ናይ ፖስታ ኣድራሻ፡

PB 8927, Youngstorget, 0028 Oslo
IOMoslovarp@iom.int


application accepted Rejected documents ticket reintegration luggage
ናብ ቪ.ኤ.ኣር.ፒ. ዘቕረብካዮ መመልከቲ ኣብ ኢድና በጺሑ ኣሎ። ተቐባልነት ከምዝረክብን ከምዘይረክብን ንምርኣይ ናብ ዩ.ዲ.ኣይ. መሪሕናዮ ኣለና። ጉዳይ ተቐባልነት ዝውስን ዩ.ዲ.ኣይ. እዩ። ናብ ቪ.ኤ.ኣር.ፒ. ዘቕረብካዮ መመልከቲ ተቐባልነት ረኺቡ ኣሎ። ናብ ዓድኻ ክትምለስ ኣይ.ኦ.ኤም. ሓገዝ ክገብረልካ እዩ። ናብ ቪ.ኤ.ኣር.ፒ. ዘቕረብካዮ መመልከቲ ተቐባልነት ኣይረኸበን። ብዛዕባ እዚ ውሳኔ እዚ ተወሳኺ መብርሂ ኪወሃበካ ንዩ.ዲ.ኣይ ተወከስ። ግቡእ ሰነድ መገሻ ምስዘይህልወካ፡ ካብ ኤምባሲኻ ዕለቱ ዝሓለወ ሰነድ መገሻ ክትረክብ ኣይ.ኦ.ኤም. ክሕግዘካ እዩ። እዚ መስርሕ እዚ ዝጠልቦ ግዜ ምስ እትኸዶ ሃገር ዝፈላለ እዩ።
ናይ ነፋሪት ትኬትካ ተመዝጊቡ እዩ። ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ዓድኻ ክትምለስ ኢኻ። ኣብ ርእሲ ናይ መገሻ ሓገዝ፡ ምስ መነባብሮ ናይ እትኸዶ ዓዲ ክትለማመድ እውን ደገፍ ክበረልካ ተኽእሎ ኣሎ። እዚ ናይ ጥረ-ገንዘብ ኣበል፡ ዓይነታዊ ደገፍ፡ ከምኡ'ውን ምስ እዋን ናይ'ቲ ናብ ቪ.ኤ.ኣር.ፒ. ዘመልከትካሉ ግዜ ወይ ምስ እትምለሰሉ ሃገር ዝፈላለ ካልእ ደገፍ ከጠቓልል ይኽእል።
ብዛዕባ ኣብ ነፋሪት ዝፍቀደልካ መጠን ጽዕነት ጥንቁቕ ኩን። ኣይ.ኦ.ኤም. ናይ ዝያዳ ሚዛን ክፍሊት ኣይሽፍንን እዩ።











ካብ ገጽ መርበብ ሓበሬታ ቅጥዒ መሕትት ውሰድ

VARP

ናጻ ኣገልግሎት ኤስ.ኤም.ኤስ

ናጻ ኣገልግሎት ኤስ.ኤም.ኤስ. - ብዛዕባ እቲ ናብ ኣይ.ኦ.ኤም ኖርወይ - ቪ.ኤ.ኣር.ፒ. ዘቕረብካዮ መመልከቲ ምዕባለታት እትከታተለሉ ኣገባብ - ብቛንቋ እንግሊዝ።